ናብ ትሕዝቶ ዝለል

ማሕበራዊ ኣገልግሎት ሲግቱና

ኮሙን ሲግቱና

ሓደስቲ መጻእትን ኣብ ወጻኢ ዝተወልዱን

ኣብዚ፡ ኣብ ወጻኢ ዝተወለድኩም ወይ ኣብቲ ኮሙን ሓደስቲ መጻእቲ ንዝኾንኩም ዝዓለመ ደገፍ ንእክብ።

ኣብ sigtuna.se ብዛዕባ እዞም ዝስዕቡ ሓበሬታ ትረኽቡ፦

  • Sfi – ሽወደንኛ ንስደተኛታት
  • ኣዴታት ከባቢ (stadsdelsmammor) – ንዓኹም ኣብ ወጻኢ ዝተወለድኩም ፍልጠት የመሓላልፋ
  • ኣሓት ከባቢ (stadsdelssystrar) – ስራሕ ወይ ትምህርቲ ንኽትጅምሩ ይድግፋኹም
  • ተርጓሚ – ምሳና ኣብ ዘለኩም ርክብ ተርጓሚ ናይ ምርካብ መሰል ኣለኩም
  • ምልላይ ሕብረተሰብ (samhällsorientering) – ብዛዕባ ሕብረተሰብ ሽወደን ኮርስ

ብዛዕባ ሕብረተሰብ ሽወደን ሓበሬታ

Informationsverige.se ብዛዕባ ሕብረተሰብ ሽወደን ብብዙሕ ቋንቋታት ዝቐረበ መርበብ ሓበሬታ እዩ። ኣብኡ ሓተትቲ ዕቝባ ንዝኾንኩም ወይ ኣብ ቀረባ እዋን መንበሪ ፍቓድ ንዝረኸብኩም ሓበሬታን መሳርሒታትን ኣሎ።

ንኽትረኽቡና እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም

ኩሉ ግዜ ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም። ናብ ቅኑዕ መንገዲ ብሓጎስ ንመርሓኩም። ብዙሓት ጉዳያት ብዲጂታላዊ ኣገልግሎታትና ብቐሊሉ ክትፍጽሙ ትኽእሉ ኢኹም – ለይትን መዓልትን።

ርክብ

ተወሳኺ ደገፍን ሓበሬታን