ኮሙን ሲግቱና
ብዛዕባ ንጥፈታት ማሕበራዊ ኣገልግሎት ኮሙን ሲግቱና ሓበሬታ — ብቋንቋኹም።
ምስ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ናይ መጀመርታ ርክብ
ጸብጻብን ናይ ስክፍታ ጸብጻብን
ንቖልዑ፡ መንእሰያትን ስድራቤታትን ናይ ዘተ ደገፍን ሓገዝን
ማእከል ስድራቤት
ብ ክፉት ክንክን ቀጥታ ኣቢሉ
መደባትን ናይ ወለዲ ጉጅለታትን
ንመጻምድትን ስድራቤታትን ናይ ዘተ ደገፍ
ንቖልዑን መንእሰያትን ገበን ናይ ምክልኻል ስራሕ
ብቤተሰብኩም ስነ ኣእምሮኣዊ፡ ኣካላዊ፡ ቁጠባዊ ወይ ጾታዊ ዓመጽ እንተ ወሪዱኩም።
ምስ ክብሪ ዝተኣሳሰር ዓመጽ ወይ ጭቆና እንተ ወሪዱኩም።
ንዓኹም ቁጥዐኹም ንምቁጽጻር ዝኸብደኩም ወይ ዓመጽ ተጠቒምኩም ዝነበርኩም።
ብዘይ ድሌትኩም ብኽፍሊት ጾታዊ ርክብ ፈጺምኩም እንተ ነይርኩም ወይ ጾታዊ ኣገልግሎታት ዓዲግኩም እንተ ነይርኩም።
ብዛዕባ ናይ ኣልኮል፡ ዕጸ ፋርስ ወይ ቁማር ልምድታቶም ዝስከፉ ዓበይቲ ዝተፈላለየ ዓይነት ደገፍ ክረኽቡ ይኽእሉ።
MiniMaria ንመንእሰያት 13–20 ዓመት ብዛዕባ ኣልኮል፡ ከኒናታትን ዕጸ ፋርስን ደገፍ ይህብ።
ንዓኹም ወልፊ ዘለዎ ሰብ ዘመድ ወይ ቀረባ ሰብ ዝኾንኩም ደገፍ።
ኣብ ወጻኢ ዝተወለድኩም ወይ ኣብቲ ኮሙን ሓደስቲ መጻእቲ ንዝኾንኩም ደገፍ